ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ሰኑይ “ለበዋ ንህዝቢ ትግራይ ብፍላይ ድማ ንሊህቃን ትግራይ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ኣብ ማሕበራዊ ገጻት ፋይስቡክ መልእኽቶም ኣካፊሎም ነይሮም። እቲ ንታሪኽ መኸተን መስዋእቲን ህዝቢ ትግራይ ብምዝርዛር መሪሕነት ክልል ትግራይ ፍልልያቶም ብዘተ ክፈትሑ ዝጸውዐ መልእኽቲ፡ ኣብ ...
መቦቀል ወዲ ሰብ ምኳና ዝግለጽ ቅርሲ ሉሲ ገለ ክፋል ካብ ኣዕጽምታ ኣብ ቤተ መዘከር ፕራግ ንምርኢት ምቕራቡ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ሓቢሩ። እታ ብዙሕ ካብ ኢትዮጵያ ወጺኣ ዘይትፈልጥ 3.18 ሚልዮን ...
“ኣብ መሬት ኬንያ ኣትዮም ገበናት ይፍጽሙን ንሰላም እቲ ከባቢ ይዘርጉም ኣለዉ” ኢሉ ንዝጸውዖም ኣባላት ሰራዊት ናጽነት ኦሮሞ ንምቕራም፡ ፖሊስ ኬንያ ስርሒት ከም ዝጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ ብውሽጢ’ውን ...
ምምሕዳር ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ካብ ቻይና ዝኣቱ ንብረት ናይ 10% ወሰኽ ግብሪ ድሕሪ ምንባሩ፡ ቻይና’ውን ኣብ ዝተወሰኑ እትዎት ንብረት ኣመሪካ ወሰኽ ኣዊጃ ኣላ። እንተዀነ ብቻይና ዝተነብረ ...
ብጸገማዊ ፖለቲካዊ ኣረኣእያ ዝተዓበለለ ባይቶ ክፍለ-ሃገር ካሊፎርኒያ፡ ኣብቲ ግዝኣቱ ንዘሎ ገስጋሲ ፖሊሲታት ንምቕጻልን ብምምሕዳር ትራምፕ ክሰጎም ንዝተቐረቡ ወገናት መከላኻሊ ዝኸውንን ናይ 50 ...
ዘይሕጋዊ ፈንታኔል ብመንገዲ መክሲኮ ኣቢላ ናብ ኣመሪካ ክኣቱ እኹል ክልከላ ኣይገበረትን ዝተባህለት ቻይና፡ ከም ኣምሳያ ናይቲ ጥፍኣት፡ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ናይ 10% ወሰኽ ግብሪ ካብ ሎሚ ...
ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ሰኑይ ምስ መራሕቲ ካናዳን መክኪኮን ኣብ ጉዳይ ወሰኽ ግብሪን ካልእ ጸጥታዊ ጉዳያትን ድሕሪ ምዝርራቡ፡ እቲ ሰሉስ ተግባራዊ ክኸውን ተመዲቡ ዝነበረ ናይ 25% ወሰኽ ...
U.S. President Donald Trump says he will cut off funding for South Africa over a new land expropriation policy. South African ...
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ካብ መክሲኮ፡ ካናዳን ቻይናን ዝኣቱ ንብረት፡ ብቐዳም ወሰኽ ግብሪ ገይሮም ኣለዉ። ናብ ኣመሪካ ዝቐንዐ ዋሕዚ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ከቋርጾ ምዃኑ፡ ኣብ እዋን ...
"ኣባላት ግብረ ሽበራዊ ጉጅለ’’ ኢሎም ዝፀውዕዎም ሸሞንተ ውልቀሰባትን ቁጽሮም ዘይተፈለጡ ስቪላትን ከም ዝቐተሉ ሰበስልጣን ጅቡቲ ትማሊ ሰንበት ገሊፆም። መግለጺ ሚንስትሪ ምክልኻል ጅቡቲ ኣስታት ...
ንግዚያዊ ምምሕዳር ዝከታተልን ምኽሪ ዝልግስን ክብሉ ብፕረዚደንት እቲ ምምሕዳር ኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝገለፁዎ ኣማኻሪ ካውንስል ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ትማሊ ሰንበት ተመስሪቱ። ኣብዚ ካውንስል ክሳተፉ ዝተዓደሙ፡ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ኣባላት ዲያስፖራን ኣካላት ፀጥታን ኣይተሳተፉን። ብዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካ ...
ብሃገራዊ ፈደረሽን ብሽክለታ ኤርትራ ዝተወደበ ሃገራዊ ውድድር ኤሪ -ጁንዮር 2025፡ ካብ 1-2 ለካቲት 2025 ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ከተማ ምጽዋዕ ተኻይዱ። ኣብቲ ...