News

ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ ዕለታዊ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ን 30 ደቒቕ ካብ ዋሺንግተን ዲሲ ይመሓላለፍ። ፈነወ ትግርኛ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ሰዓት 10 ክሳብ 10:30 ምሸት ወይድማ ብኣቆጻጽራ ኢትዮጵያ ድማ ካብ ሰዓት 4 ምሸት ክሳብ 4:30 ይመሓላለፍ። ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ቲ መዓልቲ ዓበይቲ ዜናታ ...
ኣብ ከተማ መቐለ እትርከብ ማእከል ሕክምና ዓይኒ ፍፁም ብርሃን፡ ኣብ ቀረባ እዋን ን163 ጸገማት ዓይኒ ዝጸንሖም ዜጋታት ናጻ ሕክምናዊ ኣገልግሎት ሂቡ ነይሩ። ኣብቲ ኣጋጣሚ ዝተረኽበ ወኪል ድምጺ ኣመሪካ፡ ንሓፈሻዊ ኣገልግሎት እታ ማእከልን ኣብቲ ...
ጊዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፣ ኣብ ቀረባ እዋን ብዘፅደቖ ደንቢ፡ ሕገ-መንግስታዊ ጥሕሰት ከምዝፈፀመ ዝገለፀ፣ “ሂዩማን ራይትስ ፈርስት” ዝተባህለ ትካል ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰላት፣ እቲ ደንቢ ንኽሰዓር ንናይ ሕገ-መንግስቲ ጉዳያት መፃረዪ ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ ሓሙስ ከባቢ ሰዓት 10፡00 ንግሆ ብኣቆጻጽራ ሰዓት መቓዲሾ ኣትዩ፡ ድሕሪ ናይ ኣርባዕተ ሰዓታት ጻንሖትን ምርኻብ ምስ ላዕለዎት ሰብ-መዚን እታ ሃገር ንኢትዮጵያ ተመሊሱ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ምስ ...
15 ሚያዝያ ዝጀመረ ኲናት ሱዳን፡ ነቶም ኣቐዲሞም’ውን ግዳይ ተደጋጋሚ ዒላማ በበይኖም ወገናት ዝጸንሑ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝበኣሰ ጸገም ኰይኑዎም ኣሎ። ምስቲ ዘሎ ሽግር መራኸቢታት ምስ ኣብ ሱዳን ዘለዉ ስደተኛታት ንምዝርራብ ኣዝዩ ኣጸጋሚ ...
“የኑረነቢ ማህደር” ብፍሉጥ ደራሲ ተስፋዬ ገብረኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝወጸት ዳሕረወይቲ መጽሓፉ`ያ። ብመንእሰይ ዳንኤል ሃብተማርያም ናብ ትግርኛ ተተርጕማ ፡ ተሓቲማ ፡ ዝመጽእ ወርሒ ግንቦት ኣብ ኣስመራን ባጽዕን ከምትምረቕ ደራሲ ሓቢሩ`ሎ ...
ኣብ ሰሜን ጎንደር ከተማ ዳባት ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ዝርከቦም ክልተ ሰባት ከም ዝተቐተሉን ኣብ መዓስከር ኣለምዋጭ ድማ ክልተ ካልኦት ኤርትራውያን ከም ዝቖሰሉን ስደተኛታት ካብቲ ቦታ ንድምፂ ኣመሪካ ገሊፆም። ኣብ ወረዳ ዳባት፡ ምምሕዳር ጣቢያ ...
ኣብ ክልል ዓፋር ዝጸንሑን ካብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኣከቡን ብድምሩ 432 ኤርትራውያን ናብ ዓሰብ ከም ዝተሰጐጉ ካብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብቐረባ ዝከታተሉ ዘለዉ ሓበሬታ በጺሑና። እቶም ንውሕስነቶም ድምጾም ክቕረጽ ዘይመረጹ ናይ ቀረባ ሰብ-ጉዳይ እቶም ...
ኣብ መንጎ ሰራዊት ደሞክራሲያዊ ርፓብሊክ ኮንጎን ደባይ ተዋጋእቲ ኤም-23 ዘሎ ጎንጺ ኣብ ዝሓየለሉ፡ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ሰሙናት ጥራይ ኣስታት 400-ሽሕ ህዝቢ ካብ መንበሪኡ ምምዝባሉ ጸብጻብ ሕቡራት ሃገራት ይገልጽ። ብሩዋንዳ ከም ዝሕገዙ ዝንገሩ ...
መንግስቲ ኢትዮጵያ ሸርፊ ወጻኢ ንምቁጽጻርን ጸሊም-ዕዳጋ ንምጉዳልን ተኸታታሊ መምርሕታት የውጽእ ኣሎ። ኣመሓዳሪ ሃገራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ይናገር ደሴ ንድምጺ ኣመሪካ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ኣብ ክልል ሶማልያ ኣብ ከባቢ ዶባት ዝርከባ ገለ ...
ሎሚ ሓሙስ ኣብ ሰዓታት ንግሆ ብኣቆጻጽራ ዋሽንግተን ዲሲ መደረ ዘስምዐ ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን፡ ምስ ምሩጽ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ከም ዝተዘራረበ ብምሕባር፡ ምምሕዳሩ ስሩዕን ጽፉፍን ምስግጋር ስልጣን ክግበረሉ ምዃኑ ከም ዘረጋገጸሉ ...
ብዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ወገን ህወሓት፡ ድሕሪ “ወፍሪ እምቢታ” ዝሰመዮ ዕጹው ኣኼባ ምዝዛሙ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ብስም ምፍናውን ምጥያስን ናብ ሲቪላዊ ናብራን (DDR) ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንሰራዊት ይብትል ኣሎ ክብል ...