ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ ዕለታዊ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ን 30 ደቒቕ ካብ ዋሺንግተን ዲሲ ይመሓላለፍ። ፈነወ ትግርኛ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ...
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ...
(ደምህት)ሎሚ 28 ነሓሰ ኣብ ኣዳራሽ ደንደን -ኣስመራ ርክብ ኣካይዶም። Twitter Embed Tweet or Video ​​ ኣብዚ ናይ ፈላማይ መድረኽ ርክቦም ፡ደምህት ዕጥቃዊ ቃልሱ ኣቋሪጹ ኣብ ...
ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ ። ሰሙናዊ መደባት ሰሉስ፡ ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ/ ኣመሪካና ...
The code has been copied to your clipboard. The URL has been copied to your clipboard ...
ብደራሲ በረኸት ኣማረ ዝተጻሕፈት “ታሪኽ ሰንሰለት ወለዶታት” ዘርእስታ መጽሓፍ፡ 24 ምዕራፋትን 626 ገጻትን ዘጠቓለለት ናይ ታሪኽ መጽሓፍ ኮይና፡ምትእስሳርን ...
ኣብ ክልል ትግራይ 52 ወረዳታት ዝነበራ በዚ ሓዱሽ ኣወዳድባ ናብ 94 ከምዝዓበያ ይፍለጥ። ኣብ ወረዳ ዝነበራ ኣብያተ ፅሕፈት ድማ ካብ ዝነበረን ቁፅሪ ከምዝነከያ ...
ካብ ሓወልታት ኣክሱም እታ ሳልሳይቲ ዝነውሐት ሓወልቲ፤ ካብ ሮም ኢጣልያ ናብ ውሽጢ ዓዲ ኣትዩ ኣብ ዝትከለሉ እዋን ፀገም ኣጋጢምዎ እዩ። ኣብቲ ሓወልቲ ንነዊሕ ...
ረፉጂስ ኢንተርናሽናል (Refugees International) ዝተባህለ ተሓላቒ ትካል፡ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝርከቡ ስደተኛታት ኣመልኪቱ ትማሊ 3 መጋቢት ሓደ ጽሑፍ ዘርጊሑ ነይሩ ...